Symptoms of COVID-19 include fever, cough, sore throat, shortness of breath

Downloads

Coronavirus (COVID-19) ብዛዕባ ኮቪድ-19 – ብቐጻሊ ዝሕተቱ ሕቶታት (frequently asked questions)

We aim to provide documents in an accessible format. If you're having problems using a document with your accessibility tools, please contact us for help.

Publication date: 
30 April 2020
Publication type: 
Fact Sheet
Intended audience: 
General public
Language: 
Tigrinya - ትግርኛ
Description: 

This information sheet includes: 

  • ኮሮና ቫይረስን ኮቪድ-19 ን እንታይ እዩ?

  • እዚ ኮረናቫይረስ ብኸመይ እዩ ዝስፍሕፋሕ?

  • ካብ ገዛ ክወጽእ እኽእልዶ?

  • ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 እንታይ እዮም?

  • ምልክታት እቲ ሕማም እንተ ኣማዕቢለ እንታይ ክገብር ኣለኒ?

  • ኮሮና ቫይረስ ካብ ምስፍሕፋሕ ንምክልኻል ብኸመይ ክንሕግዝ ንኽእል?

  • ናይ ኮቪድ-19 መርመራ ክገብር ይግባኣኒ ድዩ?

  • ንመን’ዩ ምፍላይ ዘድልዮ?

  • እቲ ምሳይ ዝነብር ሰብ ናይ ኮቪድ-19 እንተልይዎ፡ ካብኡ ክፍለን ገዛእ-ርእሰይ’ውን ክምርመር ይግብኣኒዶ?

  • ኣብ ገዛኻ ምፍላይ ማለት እንታይ ማለት እዩ?

  • ማሕበራዊ ምርሕሓቕ እንታይ እዩ፡ ንምንታይ እዩኸ ኣድላዪ ኮይኑ?

  • መንዩ ኣብ ዝለዓለ ሓደጋ ዘሎ?

  • እዚ ቫይረስ ብኸመይ እዩ ዝፍወስ?

  • ኣብ ማእከላት መእለዪ ኣረጋዊያን ንዘለዉ ስድራን ኣዕርኹን ክበጽሕ ይኽእልዶ?

  • መጠን ብዝሒ ኣብ ህዝባዊ ምትእኽኻባት ክንደይ እዩ?

  • ከም ኣውሮፕላናት፡ ኣውቶቡሳት፡ ባቡራት፡ ብሓባር ምዝዋርን ታክሲታት ምጥቃምንከ?

  • ካብ ገዛ ኮይንካ ብዛዕባ ምስራሕከ?

  • ንደቀይ ካብ መውዓሊ ቆልዑን ቤት ትምህርቲን ከውጽኦም ድዩ ዘለኒ?

  • መሸፈኒ ገጽ ክወዲ ይግበኣኒዶ?’

  • ተወሳኺ ሓበሬታ